ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ስፍሓት 7 ሜትር ብ70 ሳንቲሜትር ዝኾነ ታቤላ ሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቁፅሪ፡-Nic 1380/003/17

ዕለት፥ 25/02/2017 ዓ/ም

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ስፍሓት 7 ሜትር ብ70 ሳንቲሜትር ዝኾነ ታቤላ ሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ኣብ ስራሕቲ ታቤላ ክአለትን ልምድን ዘለኩም ሰብ ሙያ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም።

o ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ አዚ ዘመን ዘለዎም

o ምስክር ወረቐት መቕረባይነትን ቲን ቁፅርን ዘለዎም

○ ኣብ ቲኦቲ (TOT) ወይ ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

O ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።

o ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 25/02/2016 ዓ/ም ክሳብ 02/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ካብ ቤት ትምህርትና ሒሳብ ክፍሊ (ተሓዚት ገንዘብ) ምዕዳግ ይከአል

o ዝስራሕ ስራሕ ቅድሚ ሐዚ ተሰሪሑ ካብ ዝነበረ ታቤላ ምርኣይ ይክኣል

o ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/03/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይኽፈት፡፡

O ሰዓራይ ጨረታ ምስዓሮም ካብ ዝንገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕሊ ብምአሳር ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ሰሪሖም የጠናቕቑ።

❖ ኩነታት ስራሕ

o አቲ ቢልቦርድ ብናይ ባዕሉ ንበረትን መሳርሕን ሰሪሑ ይስቅል

o አቲ ተስካማ ብረት ንውሓቱ 70 ሳ.ሜ ብዝኾነ ናይ ቤት ት/ቲ ብረት ካብ ዘለዎ ንላዕሊ ወሲኹ (ኣልሒሙ) ይሰቐል።

o እቲ ዝትከል ቀዋሚ ሓፂን ተተኺልዎ ካብ ዘሎ ቦታ ኩዒትካ ብምውፃእ እቲ ዝውስኽ 70 ሳ.ሜ. ብረት ኣልሐ.ምካ እንደገና ብምትካልን ኮንክሪርት ብምምላእን ብናይ ባዕሉ ስራሕተኛ ይተክል

o ፅሬት ማይካ ተዳማይ ደረጃ ይኸውን

¤ አቲ ፅሑፍ ብረሊፍ (Reli) ተቐሪፁ ዝልጠፍ ፅሑፍ ኮይኑ መጣበቒ ቀዳማይ ደረጃ ክኸውን ይግባእ

O መብራሕቲ LED ኮይኑ ብበዓል ሙያ ክስራሕ ይግባአ

o ኩሉ ዓይነት መጎዓዓዚ፡ ሸቃሎንክሬንን ብናይ ባዕሉ ይኸውን

o አቲ ስራሕ ብጥንታች ክስራሕን ናይ ሓደ ዓመት ውሕስና ክህብ ይግባእ

o ትካልና ፅሬት ስራሕ ዝከታተል በዓል ሙያ ክምድብ ይኽአል

መብርሂ-

አቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

እዚ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይእል እዩ ።

ኣድራሻና፦ ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ አትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 3

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s