ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ 

ናይቱ-G-01/2017

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ። ስለዘይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም፡

ዝተሓደሰ

1. ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ዝሳተፉ ትካላት ናይ ዘመነ ን/ፍድ፣ መትረባይነት፡ ናይ ነጋዳይ መፍለዪ ቁፅሪ / /ን ዘለዎም እንትኾነ ንተወሳኺ እለት ታክሲ /T7 ዝተመዝገቡ ቅድሚ ረታ ምኽፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ከቕርቡ ይግባእ።

2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ መኽበሪ ብር 1,000/ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት መኽበሪ ጨረታ ድማ 15,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና፣ ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክረዲት ዝቐርብ ውሕስናን ጥረ ገንዘብ ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ናይ ክፍሊት ትእዛዝን።

3. ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ንፅሕፈት መሳርሒ ዘይምለስ ብር 100 /ሓደ ሚኢት ብር/ ብምኽፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ ትኽእሉ።

4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይነ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ቅድሚ ተረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዴ ይኸፈት፡፡

5. ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝታለሓሉ ዝልጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ተረቲ ዋጋ በቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቕሓ /ስፐሲፊክሽን/መሰረት ካብ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 09/03/2017 ዓ/ም ኾይኑ ሰነድ ምስተገዝአ ብሽምዓ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝሳተፉ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ኦርጅናልን ኮፒን ብክልተ ፖስታ ዘቕርብ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝሳተፉ ድማ ኦርጅናልን ኮርን ብክልተ ፖስታ ዘቕርብ ዝግባእ ኾይኑ እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ጊዜ 40 መዓልቲ ይኸዉን።

6. ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ

ናይ ሓባር ህንፃ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1፥ ደብሪ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን እዩ።

7. እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡-

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል'ዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s