ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ሞተር ሳይክል ፅገና መለዋወጢ ኣቅሑትን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ እተወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ኣብ ፖስታኩም ዉሽጢ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድኩምን መቅረባይነት ካርዲ ቅዳሕ ከተሓሓዙ ግድን እዩ

2 ተጫረቲ ናይ ግብሪ መለለይ ካርዲ ወይ ቲን ናምበር : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ተመዝገብቲ መረዳእታ ቅዳሕ ከተሓሓዙ ይግባእ

3 ብዘይካ ንፅሬት ኣቅሑትን ሕትመት ኤሌክትሮኒክስን ካልኦት ኣቅሑት ተጫረቲ እሴት ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ወርሒመስከረም ናይ 2017 ዓም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ ዘቅርብ ክክዉን አለዎ

4 ጨረታ ሳንድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ከተማ ኣጎላዕ ናይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ዘይምለሰ 300 ቅርሺ ጥራይ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/2/2017 ዓም ክሳብ 9/3/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስዱ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 9/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9/3/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ረፈድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ኣደራሽ ይክፈት

6 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ሕጋዊ ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ  ክህልዎ አለዎ

7 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብቲ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካልኢ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት ይብሉን

8 ብተወሳኪ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ናዉቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ብጥንቃቄ ትክክለኛን ዋጋ ክምላእ አለዎ

9 ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ ፅራ ወንበርታ ከተማ ኣጎላዕ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914279411 ኣጎላዕ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s