ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

ዋኒኑ፣ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ብጨረታ ምዕዳግ ይምልከት

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

6- ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00 ብር ምዃኑ

* ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

* ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ስፐስፊኬሽን ወፃእ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

* ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

* ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ባዕሉ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

* ጨረታ ብዝተረኸቡ ሰባት ይኽፈት

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

* ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ዕ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

* ካብ ዕለት 22/02/201 ዓ/ም ጀሚሩ 26/02/2017 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

* ዕለት 29/02/2017 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ