ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ካብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት :መሰርሒ ህንፃ : ከምእዉን ናይ ሕክምና ሃለቀቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም እቶቱ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዝሐዘን

2 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝለዎ

3 መለለይ ከፋለላይነት ግብሪ ዝሐዘ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምሕዳርን ፋይናንስን እንትጮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 18/2/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ትክክልኛ ማለተቨእዉን ኦርጀናል ንበረት ክተቅረቡ እትክእሉ ንክትወዳደሩ ንዕድም

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ሐደ ዋና ምስ ሐደ ቅዳሕ ክተእትዉ አለኩም

8 ጨረታ 15/3/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

9 ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

10 ተጫረርቲ ሰዓርቲን ተሰዓርቲን ብማዕረ ኣብ ሰሌዳ መለጠፊ ምልክታ ለጢፍና ነፍልጠኩም ምኮና ክንሕብር ንፈቱ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344490489 / 0914763452

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s