ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

1 ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልክተ ኮይኑ2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል Enderta

3 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008 ዝተሐደሰ

4 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ : ህንፃ መሳርሒ ዝምልከተ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብነዉሰ ወከፍ 80 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ፣ ፅሬት ኣቁሑት 5000 ቅርሺ ፣ ሕትመት ስራሕቲ 3000 ቅርሺ Â : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት 5000 ቅርሺ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን 4000 ቅርሺ Â :መፅሓፍትን 5000 ቅርሺ : ኣቁሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ Â :ኣቁሑት ገዛ Â 2000 ቅርሺ: ህንፃ መሳርሒ 3000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 12 መያዚያ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ 27 ሚያዚያ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 27 ሚያዚያ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

9 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣልÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s