ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮነስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ RTR ሞተርን ማዉንቲን ሳይክልን : ቶታል ስቴሽን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ 2017 ዝተሐደሰ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎን ናይ 2017 ዝተሐደሰ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመገበን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ወይ ድም ቅድሚ ጨረታ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 እቲ  ጨረታ ክሳብ 12/2/2017 አብ ቤት ፅሕፈትና ብምምሓእ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ነብስወከፍ ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ክወስዱ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 12/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ በቲ ሰነድ ዝተገለፀሉ መሰረት አማሊኡ እነተተረኪቡ ኣብ ዘይለዉል ንምክፋት ዝዓግት የለን

8 መከበሪ ጨረታ ንናይ ቶታል ስቴሽን ምስ ኣክሰሰሪኡ 30000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒስ መሳርሒ 25000  ቅርሺ  : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ  : ናይ ማዉንቴን ሳይክል 5000 ቅርሺ  :  ናይ RTR ሞተርን  5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ

9 እቲ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሉ ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጉ ከቅርበ ይግባእ

11 እቲ ቤት መዘጋጃ ጨረታ ምስተከፈተ ከምእድላይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ ኣካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርበ ዝክእል

13 ዉዕሊ ጨረታ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ባዕሉ ኣጎዓዒዙ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ የረክብ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ እንተዘይኣረኪቡ 0.01 ኣታዊ ቅርሺ ኣብ መዓልቲ ተቀፂዑ ኣታዊ ይገብር

14 ናይ እተወዳደርዎ ዓይነት ንብረት ንግድ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ

15 ሰዓራይ ዉዕሊ ክስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ጥራሐ ከቅርበ ዝክእል

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዓሺጉም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932330059 /  0914777547

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s