ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ስፔር ፓርት አቁሒት አዋዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 24/01/2017ዓ.ም

ኣዕሪ ት/ፋ/ዕ/ነ/ም/074 /09/20174/90

ዓይነት ጨረታ ፕሮፎርማ

ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ስፔር ፓርት አቁሒት አዋዳዲሩ ክዕድግ

ናይ ማኪና ሞድል KUN 25 እና GEELY 7

ታቁዓይንት ንብረትPart noመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብሪሂ
1ጎማ ማኪና ብርጅስቶን245/70-16ብቁፅሪ04ናይ KUN 25
2ጎማ ማኪና205-55-16ብቁፅሪ07ናይ GEELY 7
3ምንፃፍን1ይ ደረጃset01ናይ KUN 25 L
4ኮንፍረፍVIPset01ናይ KUN 25
5ናይ ውሽጢ ወንበር ጨርቂ1ይ ደረጃset01ናይ GEELY 7

✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ካቅረብ ዝክእል፡፡

✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ካቅረብ ዝክእል ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፤

➢ ስነደ ጨረታ ኣብ ኣየር ካብ ዕለት 27 /01/2017ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017ዓ/ም ክሳብ ስዓት 4:30

➢ ጨረታ ዝፍተሎ ዕለት 30/01/2017ዓም ስዓት 4:40

➢ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ

➢ ናይ ጨረታ ስነድ ብናይ ባዕልኩም ወይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዛዳለዎ ክፍሊ ዕደጋ ምውስድ ይክኣል

➢ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥቕ ምዃኑ፤

✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተወለወ እዩ

ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ወይ መቅያር ኣይካኣልን፡፡

ሓበሬታእንትደሊኩም ብዚ ስልኪ ቁፅሪ ምሕታት ይካኣል

0914747125/0914242030/0914120820/0914754301

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s