ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ካብ 20/1/2017 ዓመ ክሳብ 4/2/2017 ዓም ኣብ ተከታታሊ መዓልቲ ዘይመለሰ 400 ቅርሺ ብምክፍል ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ክትጫረቱ እንዳዓደምና
1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ክሳብ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቅርብ
5 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ቢሮ : ኤሌከትሮኒክስ : ሞተርሳይክልን ነኒሕድሕድዱ 30000 / ሳላሳ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ብመሰረት በጀት 20 ሚእታዊ ናይ በዝሒ ወሰክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ
7 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሳንዱቅ 5/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ናይ ቢሮ ኣቅሑት ወይ ፈርኒቸር ጨረታ ሳንዱቅ 5/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ናይ ሞተር ሳይክል ጨረታ ሳንዱቅ 5/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት