ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ኣብ ነባር ቤተ ክርስቲያን ናይ ጥምቀተ ክርስትና ዝለዓለሉ ስፍሓቱ 118 ካሬ ሜትር ዝሸፈነ ኣዳራሽ ብፕላስቲክ ኮርኒስ ንምስራሕ ናይ ጉልበት ጥራሕ ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 12:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 01:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ናይ ስራሕ ጨረታ ምልክታ

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ኣብ ነባር ቤተ ክርስቲያን ናይ ጥምቀተ ክርስትና ዝለዓለሉ ስፍሓቱ 118 ካሬ ሜትር ዝሸፈነ ኣዳራሽ ብፕላስቲክ ኮርኒስ ንምስራሕ ናይ ጉልበት ጥራሕ ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

ስለዙይ ብውሳኔኡ መሠረት ኣብቲ ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ሰብ ሙያ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት መስከረም 25/01 /2017 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት መስከረም 30/01 / 2017 ዓ/ም ሰዓት 12:30 ናይ ንጉሆ ዘሎ ግዜ ፤ እትወዳደሩሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታው ክትወዳደሩ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ፤ ብዕለቱ መስከረም 30/01 / 2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1:00 ናይ ንጉሆ ፤ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸቡሉ ጨረታ ይኽፈት፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ነገራት፤

1. ደረጃ 10'ን ካብኡ ንላዕሊን ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ፤ ብናይ ኮርኒስ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ እንተዝኾን ይምረፅ፤

2. ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ ብር)ገዚኦም ክወስዱ አለዎም፤

3. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ክወስዱ አለዎም፤

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን፤

5. ዘቕርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ብሕጋዊ ማህተም ገይሮም ከቕርቡ አለዎም፤

6. እቲ ስራሕ ዝስራሓሉ ባታ ብኣካል መፂኦም ናይ ምርኣይ ግዴታ ኣለዎም።

7. ናይቲ ዝተሰርሓ ስራሕ ዋጋ ዝገልፅ በዓል ማህተም ፋኩቱር ከቕርቡ ኣለዎም።

8. ንጨረታ መኸበሪ ብር ብጥረ ገንዘብ ብር 3,000.00 (ሰለስተ ሺሕ ብር) ከትሕዙ አለዎም፤

9. ጨረታ ዘሸነፉ ናይ ስራሕ ግዜ ማእኸል ዝገበረ ውዕሊ ክኣስሩ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።

መተሓሳሰቢ - ካቴድራል ቤተክርስቲያኑ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

አድራሻ፤- ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን መቐለ ዓዲ ሓቂ ጥቓ ሓወልቲ ሰማዕታት፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ፡- ስ.ቑ. 09-14-40-62-51//09-14-76-88-99/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s