ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን3‛ ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 04:35 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 25/01/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን3‛ ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ

ስለዚ ምስዚ ዝተገለፀ ኣቕርቦት ኣሰቤዛ በቢ 2 ሰሙኑ _ ናይ ዝተፈላላዩ ተኽልታት ሙሉእ ኣስቤዛ ንምቕራብ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ምስ እዙይ ተታሓሒዙ ብዝቐረበ ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ ፕሮፎርማ መሰረት ብዝግባእ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ

ዋጋኹም መሊእኹም ክትልእኹልና ንዕድም .

መተሓሳሰቢ ፣

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲንን መቕረባይነትን ክህልወኩም ይግባእ

2. ሰዓራይ ትካል ምስዓሩ ካብ ዝተጠቐሰሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ዘቕርብ ይኸውን

3. ፅርየቱ ዝሓለወ ኣስቤዛ ከቅርብ ዝክእል

4. ሓደ ግዜ ዝመለኦ ዋጋ ዋላ ዉን ናይ ዕዳጋ ለዉጢ ይሃሉ ናይ ዋጋ ለዉጢ ብዘይምግባር ን ን3‛ ወርሒ ከቅርብ ዝክእል

5. እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/01/2017 ---- 28/01/2017 .... ስዓት 4:30 ዝፀንሕ ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/40-69-68/69 Fax (ፋ ክ ስ ) 251-034-40-87-36 ደዊልካ ምሕታት ይክኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s