ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ FLAMB ካፒታል በጀትን ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ቀለብ እንስሳ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪÂ ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬትÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓም Â ክሳብ 26 ሚያዝያ 2008 ዓም Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺÂ ብምክፋልÂ ምዉሳድ ይካኣል እዚ ማለት ሎትÂ ሓደ FLAMB በጀት ፡ሎት ክልተ maching fund :ሎት ሰለስተ በጀት ካፒታል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 1 5000 ቅርሺ : ንሎት 2 ን ሎት 3ን Â 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 26 ሚያዝያ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦምÂ ናይቲ ጨረታ ስነስርዓትÂ ኣይተኣጋጎልን

8 ተጫረቲÂ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎምÂ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብባዓል ሞያÂ ኣፈቲሾም ኣብ ዉሽጢ 25Â ተከታተልቲ መዓልትታት የረክብ

9 Â ቢሮናÂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምንካይ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0914190333 ወይ 0918083986 Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s