እብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ ሓለዋ መፈተሸ ሰንሰር ማሽን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልጣፍን ብምብታን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -3-

ዕለት 14/01/2017ዓ/ም

እብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ ሓለዋ መፈተሸ ሰንሰር ማሽን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልጣፍን ብምብታን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ክቅርብ ዝኸእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 14/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/01/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/01/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኸፋት ዝዓግቶ የለን።

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስ አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ። አብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብመሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና፤ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ 1 ደብሪ ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ