ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መካይን ብቀጥታ ኣወዳዲሩ ንምክራይ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 08:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕረፎርማ 

መካይን ክራይ ንምክራይ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መካይን ብቀጥታ ኣወዳዲሩ ንምክራይ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

5. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

6. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

7. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም

8. ቫት ምዝገባን ካልኦት መረዳእታን፣፣

ተ.ቁናይ ዕድጊት ዝርዝር ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂ/ስፔስፍኬሽን/ዝድለያሉ እዋንመለከዒበዝሒ መኪናበዝሒ ማዓልቲነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
01ናይ መኪና ክራይ
ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን/ይምላእ
ግልጋሎት ዝህባ መካይን ን6ተ ማዕልቲ ይፀንሓ
ሞዴል/Toyota Land curser ሞ/105
ድሕሪ 2002 ኣፈ ዝተመረተት
5ቲኡ በሪ ዝሰርሕ ዝኸፈት ዝዕፀውን/
ልዕሊ 5 ሰብ እትፅዕን
መናፈሲ /AC/ ዘለዋ
ዝዋፈረሉ ቦታ ኣዞባ ማእኸል ናዕዴር ዓዴትብቁፅሪ56

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14-16/01/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30 ይኸፈት ።

6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 16/01/2017ዓ.ም ሰዓት 8:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ ::

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ ተግባራዊ ይኸዉን::

8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓደ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s