ሊዝ ጨረታ : ጨረታ ቁፅሪ 1 ቀዳማይ ዙር ጨረታ : ዓይነት ጨረታ ፍሉይ ጨረታ ግልጋሎት እቲ ዝጫረት ቦታ ንማዲያን ንሞቴልን ማለት እዉን ላባጆ: ጎሚስታ : ካፊተሪያ :ስፖር ማርኪትን ሽቁን : መዕረፊ ኣጋይሽ ዘጠቃለለ ይከዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ቤት ፅሕፈት አጣቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ  ዝተደንገገ ኣዋጅ ቁፅሪ  721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ተራ ቁፅሪ ሀ ክሳብ ሰ ዝተዝረዘረ መሰረት ንሞቴል ማዲያን ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ፕሎት ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ  ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ

2 ሰለዚ መሬት ብሊዝ ጨረታ ንምርካብ ዝደሊ ሰብ ካብ ዕለት 28/ነሐሰ 2016 ዓም ክሳብ 29/1/2017 ዓም ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማ ከተማ ምምሕዳር መሬት ከተማ እንትጮ ጨረታ ምዐዳግ ይክእል እዩ

3 ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝጅምረሉ ካብ ዕለት 28/ነሐሰ 2017 ዓም ክሳብ 29/1/2017 ዓም አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

4 መሻጥ ጨረታ ጠጠዉ ዝብለሉ ዕለት 29/1/2017 ዓም ሰዓት 900 ይከዉን

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 29/1/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ይከዉን

6 ሰነድ ጨረታ ናብ ሳንዱቅ ዝኣትወሉ ካብ 28/ነሐሰ 2017 ዓም ክሳብ 29/1/2017 ዓም ሰዓት 11:00

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 30 /1/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት አጣቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

8 ብዛዕባ እቲ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ኣብ ቤት ፅሕፈታት አጣቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ መለጠፊ ምልክታ ምርኣይ ይከኣል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ነዚ ቦታ ክጎብኒ ንዝደሊ ተጫረቲ በቲ ትካል ኣብ  መጠቂዒ ምልካታ ኣብ ዝወፀ መርሃ ግብሪ መሰረት ነጎብኒ ይከዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s