ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ : ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ኤሌትሮኒክሳትን ፅገናታትን ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ : ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ TIN ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 30/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 04/13/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ _ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ቢሮና ብምቅራብ ውዕሊ ይኣስር::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0914751586/በርሀ ደዊልካ

ነጋዶ ዝመልእዎ ሰነድ ናይ ፈርኒቸር ፅገና


ተ.ቑዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠድምርመብርሂ
ብርብር
1ናይ ፋይል ቁልፊ መስርሒብቁፅሪ01
2ናይ ፋይል ካብኔት ቁልፊ መቐየሪብቁፅሪ01
3ፋይል ካብኔት መልሓሚብቁፅሪ01
4ናይ ብረት ድረወር ቁልፊ መቐየሪ 1ይ ደራጃ| ብቁፅሪ01
5ናይ ዕንፀይቲ ድሮወር ቁልፊ መቐየሪ 1ይ ደራጃብቁፅሪ10
6ናይ በሪ ቁልፊ መቕረፂብቁፅሪ01
7ዘይቕረፅ ቁዕልፊ ስሊንደር መቐየሪብቁፅሪ99
8ዝቕረፅ ቁልፊ ስሊንደር መቐየሪ 1" ደረጃብቁፅሪ01
9ወንበር ፅገናብቁፅሪ01
10ጠረጴዛ ፅገናብቁፅሪ01
11ሓድሽ ጠረጴዛ ምግጣምብቁፅሪ01
12ዝተገጠመ ጠረጴዛ ፈቲሕካ ምግጣምብቁፅሪ01
13ናይ ኣሌሚንየም ስሊንደር ዘይቅረዕ ቁዕልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
14ኮምፕሊት ናይ ኣሎሚንየም ቁልፊ ምቕ ያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋብቁፅሪ01
15ፅገና ናይ በሪ ናይ ኣሌሚንየምብቁፅሪ01
16ዝተገጠመ ኣርማድዮ ፈቲሕካ ምግጣምብቁፅሪ01
ጠ ድምር

ነጋዶ ዝመልእዎ ሰነድ ናይ ኮምፒዩተር ፅገና

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋዋጋመብርሂ
ብርብር
1ፎቶ ኮፒፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
2ኮምፒዩተርፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
3ፕሪንተርፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
4ላፕቶፕፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
5ስካነርፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
6ዲጂታል ፎቶ ካሜራፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
7ቢመርፅገናብቁፅሪ01
ሰርቪስብቁፅሪ01
8ዘድሉ ሶፍትዎር ኣብነት ከም ኣንቲምፅዓንብቁፅሪ01
ጠ/ድምር
ድሕሪት
ጨረታ መደብ