ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒተር ክዕድግ ይደሊ

በዚ መሰረት ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ክትጫረቱ ትክእሉ

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃስስ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፡  ግብሪ ምክፋሎም ዲክላራሱዩን ማለት እዉን ፀብፃብ ሒሳብ ናይ ወርሒ ሰነ ፡ ሐምለ ወረቀት ምስክር ብቅዳሕ መልክዕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና 40000 ብር ብኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይድም ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ብፋይናንሻልን ቴክኒካል ዝቀረብ ኮይኑ ንሕድሕዶም ብኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ከቅረብ ዘለዎ እንተከዉን ዋና ምስ ቅዳሕ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

5 ብግልፂ ዝረአ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፡መለለየ ከፈልቲ ግብሪ ፡ ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ ምስክር ወረቀት ፡ ስፒኦ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ኣብ ቴክኒካል ዋና ሰነድ ማለት እዉን ኦርጅናል ደኩመንት ከትሕዙ አለዎም

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 200 ቀርሺ ከፈሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቀጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

7 ከምእዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርምኦም ኣድራሾምን ከግልፅ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ መብርሂ ወይድማ ናይ ምምሕያሽ ሕቶ ተሊዎም ቅድም ካብ ዝተወሰነ ግዘ ብቁፅሪ ስልኪ 0344402801 ክሓቱ ይክእሉ

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 11 ነሐሰ 2016 ዓም 21 ነሐሰ 2016 ዓም ኮይኑ 21 ነሐሰ 2016 ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ