ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!
ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም ቁፅሪ-09
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም!
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
ኣሾክላንድ ባስ | ||||||
1 | Battery Sealed Type መኪና ባትሪ | 150 Aniper | Pcs | 02 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁዕሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/11/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 25/11/2016 ዓ/ም
ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 26/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁዕሪ -09 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑዕሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት