ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ተጫረቲ ዘቅርቡ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

2 ግብሪ እዚ ዘበን ናይ መንግስቲ ግበሪ ዝከፈሉን ፡  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፡  መቅረባይነትን ዝተመዝገቡ  መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3  መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምምዝጋቦም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ

5 እስካብ ሰነ ወርሒ 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝገበርኩም

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ  5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / : ንኤሌክተሮኒከስ 1500 / ሐደ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢቲን  ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእ

7 ንኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡  ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ዝጫረቱ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ተጫረቲ ዘቅርቡ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

2 ግብሪ እዚ ዘበን ናይ መንግስቲ ግበሪ ዝከፈሉን ፡  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፡  መቅረባይነትን ዝተመዝገቡ  መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምምዝጋቦም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ

5 እስካብ ሰነ ወርሒ 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝገበርኩም

6 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ቤተ ፈተነ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / : ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት 10000/ ዓሰርተ  ሽሕን ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእ

7  ጨረታ ሰነድኩም ብፖስታ ብዝተዓሸገ መዓሸጊ  ንፅሕፈት መሳርሒ ሐደ ዋናኡን ቅዳሑን  ናይ ምምሕዳትር  ገንዘብ መረዳእታ  ጨረታ  ሰነድኩም ብፖስታ ዝተዓሸገ መዓሸጊ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ  ሜዲካል :  ላብራቶሪ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ብዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻልን  መረዳእታ ዋንኡን ቅድሑን  ቴንካል ሰነድ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ  2/12/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ቅ/ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ

10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተን ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

11 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሒዙ ክቀርብ አለዎ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ተጫረቲ ዋጋ ዝመሉ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት መለከዕን መግለፂን በሕዚን ክከዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ማይ ኣምስ ናብ ኢድ የማን ሐደ ሚኢቲ ሚትሮ ንርከብ ብቁፅሪ ስልኪ 0914034539  0910385045

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s