ን2ይ ግዜ ዝወፅአ ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኽዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ`ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ
2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ
3. ጨረታ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።
4. እተቕርብዎ ክዳውንቲ /ጫማ መርእያ ክተቅርቡ እትኽእሉ
5. መኽበሪ ጨረታ 5,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይም ብCPO ከቅርብ ኣለዎ
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ስፐሲፊኬሽን | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጁባ | ቑፅሪ | 18 | ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር | ||
| 2 | ስረ | ቑፅሪ | 18 | ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር | ||
| 3 | ሸሚዝ | ቑፅሪ | 18 | ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር | ||
| 4 | ቐምሽ | ቑፅሪ | 6 | ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር | ||
| 5 | ውሽጢ ቐምሽ | ቑፅሪ | 6 | ቦብለን | ||
| 6 | ጫማ ወዲ ተባዕታይ | ፅምዲ | 18 | ተረከዝ ዘይብሉ(ቆርበት) | ||
| 7 | ጫማ ጓል ኣንስተይቲ ፅምዲ | 6 | ተረከዝ | ዘይብሉ(ቆርበት) | ||
| 8 | ካቦርት | ቑፅሪ | 3 | ዉሽጢ ዓዲ |