ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ-09
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንኮፕራ ሞዴል 105 ታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01003 መኪና ዝውዕል ብርጅስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒበዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላመደሪያ | M755 | ቁፅሪ | 05 | ||||
2 | ባትሪ 60 ቮልት አፔር/A/ | ቦልደን ናይ | ቁፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
● ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
● ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
● ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
● ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
● ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/16 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ክሳብ ዕለት 17/10/2016 ዓ/ም
● ዕለት17/10/2016 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት ሰዓት
● ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ክቀርብ ኣለዎ
● አብ ሕድሕድ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን
● ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ።
● ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።
• ሽምን ፊርማን መቅረባይ-----
ድሕሪት