ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ . ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ባኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ : ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ . ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ባኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ : ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኢሉ እውን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ዕንጨይቲን መሰንከቲ ባኒ ማሽን ዘለዎ ኩኮውን ኣለዎ።

2. ብ 24፡00 ሰዓት (ሓደ መዓልቲ) ሰዓት ልዕሊ (ሳላሳ ሽሕ ባኒ ኣብሲሉ ከቅርብ ዝኽእል ማሽን ዘለዎ።

3. ኣብ ዝተኣዘዞ ሰዓት ከረክብ ዝኽእል ማለት እውን ናይ ትራንስፖርት ወይ ናይ ማሽን ፀገም ኣጋጢምኒ ክብል ዘይክእል።

4. እቲ ዝስንከት ባኒ ብበዝሒ ኣባላት _ እናተርኣየ ክቅነስን ክውስክን ከምዝክእል ክትፈልጡ

ይግባእ።

5. ተጫረቲ ኣብ ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ካብ ዕለት 10/10/2016ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዘይምለስ ናይ ጨረታ - መክበሪ 150(ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር) ብምሓዝ

24/10/2016ዓ/ም ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ መለስ ካምፓስ ዕደጋ ክፍሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም።

6. ተጫረቲ እቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘሎውሉ ቴክኒካል : ስፐስፊካሽን ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ 4፡00 ይክፈት እቲ ፋይናንሻል ስፔስፊኬሽን ድማ 4፡30 ይክፈት።

7. ናይ ጨረታ መኽበሪ 50,000(ሓምሳ ሽሕ)ቅርሺ ብባንኪ ዝተራጋገፀ cpo ብሽም ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእቲ ኣለዎ።

8. ተጫረቲ እቲ ኣብ ኢድኩም ዝርከብ ማሽን እንታይ ከም ዘጣቃላል ብዝተዓሽ7 ፖስታ መብርሂ ሒዝኩም ክትመፁ ይግባእ።

9. ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ሙሉእ ኣድራሻን | ስ/ቁፅርን ከቅምጡ ኣለዎም አሊ እውን ፋይናንሻልን ቴክኒካልን እስፈስፊኬሽን በበይኑ ብፖስታ ተዓሺን ክመፅእ ኣለዎ።

10. ትካልና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s