ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዝኣረጉን ንብረታት/አቁሑ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 2/2016

ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዝኣረጉን ንብረታት/አቁሑ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ 


ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ዝስዕብ ረቐሒ ክተማልኡ ይዕድም፡፡


1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ አለኩም ::

2. ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርቲፊኬት ዘለኩም::

3. ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ማዓልቲ ውዕሊ ብምእሳር _ ብዝሰዓርኩምዎ ንብረት መጠን ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብቁልጡፍ ኣልዒልኩም ክትወስድዎ ይግባእ፡ እንድሕር ዘይተልዒሉ ዘትሓዝክሙዎ CPO ኣብ ኤጀንሲና አታዊ ከም ዝከውን ነፍልጥ፡፡

4. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እተቅርብዎ ዋጋ ብግልፂ ዝረአ ክከውን አለዎ ሽምን ኣድራሽን ዘለዎ ኣብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕን ናይቲ ትካል ማህተምን ፈርማን ክህልዎ ኣለዎ፡፡

5. ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር/ዒስራ ብር/ እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋ/ን/ምም/ርካብ 10/10/2016 ክሳብ 20/10/2016ዓ/ም ሳዓት 04፡00 ናይ ቀትሪ ብዝትዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታው ትክእሉ፡፡

6. እቲ ጨረታ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ናይ ንግሆ ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡

7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ ብር 500.00 /ሓሙሽተ ሚኢቲ/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ኣለኩም፡፡

8. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪብና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ ኮይኑ 20% ምውሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኻኑ ነፍልጥ፡፡

➢ ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን::

➢ Tel: 0342415092

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s