ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ዕ ፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መሠቀንታት መስፈ ታት እተማልኡ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝተዋፈርኩም

ምልክታ ጨረታ ናይ ምፍላጥ ፅሕፈት ስራሕቲ

ዋኒኑ ትካል ንምፍላጥ ዝተፈላለየ ፅሕፈት ኣወዳዲርካ ምስራሕ ይምልከት

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ዕ ፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መሠቀንታት መስፈ ታት እተማልኡ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

5- ዝስራሕ ዝርዝር ስራሕቲ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቁ.3 ምሳድ የለ

6- ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 ዝተቀመጠ መፈላጢ ሰነድ ብፍራም ዝስራሕ

7- ጠቅላላ ኢንስታሌሽን ብዝሰዓረ ትካል ስለዝካየድ ናይ ባዕሉ

8- ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሽጢ 10 መዓለቲ ሰሪሑ የጠናቅቅ

9- ዝስራሕ ስቲከር 1ይ ደረጃ ምዃኑ ምፍላጥ

10- ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን በኸፊ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11- ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ወፃእ በቀር ዓት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

12- ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድል ለዎ ተቀባልነት የብሉን

13- ኣብ ቁ.5 ቁ.6 ቁ.7 ቁ.9 ዘሎ ዝርዝር ሑፍ ንሕድሕድ መስመር ዘለዎ ዋጋ ብንፁር ይቀመጥ

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተእስትያን

* ካብ ዕለት 01/10/2016 -- ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

* ካብ ዕለት 06/10/2016 ዓ/ም 3:00 ናይ ረፋድ ይካየድ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s