ምልክታ ፕሮፎርማ 07/2016
ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/09/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | White board marker | ብሳምፕል መሰረት | ጋዜት | 20 | |||||
2 | UHU | 1 ደረጃ 35 ሚሊ | ቁፅሪ | 100 | |||||
3 | ፍለሽ 32-GB | Ruggus | ቁፅሪ | 10 | |||||
4 | Printer cartiledge hp laserjet pro 404 | 59 A Original | ቁፅሪ | 10 | |||||
5 | Printer cartiledge hp laserjet pro 402 | 26 A Original | ቁፅሪ | 04 | |||||
6 | Copier toner Original | Krucera taskalfa 5002 | ቁፅሪ | 04 | |||||
7 | ቦርሳ ናይ ላፕቶፕ | Power + (ዋተር T-5) Envas | ቁፅሪ | 03 |
ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት
✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ
✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ገቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡
✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን
✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 7' ማዓልቲ ስራሕ ይኸዉን
✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2016ዓ/ም ዝወዳደሩለ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፣፣
✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም
✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 34 99 54 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡
ድሕሪት