ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ምልክታ ጨረታ ዝሽየጥ ዘገልገለ ንብረት ቁፅሪ 01/2016

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1. መኽበሪ ጨረታ ብር 3,000.00 ( ሓሙሽተ ሽሕ ብር ) ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO

ከትሕዝ ዝኽእል።

2. ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ከወስድ ዝኽእል፡፡ ኣብ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረቱ እንተዘይወሲዱ ንመኽበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይኸዉን፡፡

3. ተጫረቲ እተቕርብዎ ነፀላ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብንፁር ክምላእ ይግባእ፡ ንፁር እንተዘይኮይኑ ግን ካብ ውድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ክፈልጥ ኣለዎ።

4. ዝጫረትዎ ንብረት ብኣካል ሪኦም ዋጋ ክመልኡ ኣለዎም፡፡ ብኣካል ሪኦም ዋጋ እነተዘይመሊኦም ድሓር ንዝመፅእ ሕቶ ተቐባልነት የብሉን።

5. ናይ ዝሽየጥ ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ካብ ዕለት 16/09/2016 ክሳብ 23/09/2016 ዓ.ም ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን) ቢሮ ቁፅሪ 7 ክትወስዱ ትኽእሉ፡፡

6. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/09/2016 3:15 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እተዘይተረኺቦም እዉን ጨረታ ምኽፋት ኣይተኣጓጎልን።

7. ተወዳደርቲ ሽም፣ኣድራሻ፣ሞባይል ቁፅሮምን ፊርምኦምን ብንፁር ክመልኡ ኣለዎም፡፡

8. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ :- ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 5 ደብሪ /ፎቕ/ ቢሪ ቁፅሪ ቢሮ ኢንዲስትሪ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን) ብኣካል ብምቕራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400009 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s