ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ዝሐተደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳእታ መቅረብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት መጋቢት ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ኣሐዲስኩም ዝንበብን ግልፂ ዝኮነ ንነብስወከፍ መረዳእታ ሐደሐደ ክተቅርቡ አለኩም

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

6 መጠን መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገለፂ አሎ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል 9/8/2016 ዓም ክሳብ 23/8/2016 ዓም  ካብቲ ቤት ዕዩ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድይከኣል

8 ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ንብረት ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም

9 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ዝርዝር ወይድማ በዝሒ ካብ ነብሰወከፍ ብ20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ዝከኣል ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ንዓሰርተ ሓሙሸተ/15/ መዓልቲታት ይፀንሕ

11 ጨረታ 24 ሚያዚያ /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ 40 ማዓልቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

13 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፍርዲ ብምቅራብ ክሓቱ ይግባእ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420 / 0344411201 ደዊልክ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ