ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ንሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ መጋረጃ ዘንጊ መጋረጃ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም
  1. ኣብቲ ዉድድረ ክካፈሉ ዝግብኦም መቅረብቲ ንዘቅርብዎም ኣቁሑት ዝተተሓሓዘ ዝተሓደሰÂ ናይ Â 2008 ን በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. ንሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ ንምቅራብ ኣብ ዝወዳደሩ ን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ ጥሪን 2008 ዓ ም ለካቲትን 2008 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምዝገቡ ዘይግብኦምÂ እንተኮይኖም ድማ ክምዝገቡ ከምዘይግብኦም ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምካኑ ዘረጋግፅሉ ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለዩ ቁፅሪ መላት እዉን ቲን ነምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮታት ኣብ ዝፍፅምዎም ግዚኢታት ንምክፋል ኣብ ናይ ኣቁሑት ግልጋሎት መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝገልፅ ናይ 2008 መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. ሰዓሪ ምካኖም ብምግላፅ ዉዕሊንክኣስሩ Â ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዞምÂ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓኒ መጋዕዝያ መራገፍን ንብረት ናብ ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሕርሻÂ ዉቅሮ አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
  7. ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበሪ ኮምፒተራትን ንሞተር ሳይክል ዝወዳደሩ 3000 ቅርሺ Â ፣ ን ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን Â 5000 ቅርሺ ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ 6000 ቅርሺ ንመገራጃን ዘንጊ መጋረጃ ንምቅራብ ንዝወዳደሩ 2000 ቅርሺ ንህንፃ መሳርሒ 1000 ቅርሺ ብሲፒኦ ብጥረገንዘብ ብዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዙ ዝክእሉ
  8. ሰነድ ጨረታ ካብ 17 መጋቢት 2008 ዓ ም ጀሚሩ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊኦምÂ ኣብ ነፍስወከፍÂ ገፅ ፈሪሞም ኣብ ልዕሊ ፖስታ ሽሞምን ኣድራሻኦምንÂ ፅሒፎም ፈሪሞምን ማሕተም ገይሮምን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡00 ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
  9. ጨረታ 5 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ሰዓት 3፡ 10 ተዓፅዩ ሰዓት 3 ፡30 ይክፈት
  10. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንትርከቡ ይምረፅ
  11. እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s