1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ቲን ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ክተቅርቡ ዝክእል
3 መቅረባይነት ተመዝጋቢ ምካኑ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 ምስኣሸነፍኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
5 ቫት ተመዝገብቲ እንተይኖም ምስ ቫቱ ሓዊስኩም ክትመልእ ኣለኩም
6 ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/7/2016 ዓም ክሳብ 30/7/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕደ/ፋይ/ንብ /ምም/ር ዝርዝር ዝሐዘ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከተእትዉ ትክእሉ
7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/7/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ቀትሪ
8 እዚ ክንዲ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
ንዝበለፀ ሐበሬታ ስቁ 0346640253 / 0912709775
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | ናይ መኪና ባትሪ | Made in koria 12 volt 70 ampire | ብቁፅሪ | 01 | ||
2 | ናይ መኪና ክሪክ | Mechanical ተሽከርካሪ 3-5 tone | ብቁፅሪ | 01 | ||
3 | ናይ መኪና ወንበር ጨርቂ | ናይ ሙቐት መከላከሊ Vip | ብቁፅሪ | 01 | ||
4 | ናይ መኪና ቅብኣት | ናይ ዳሽ ቦርድ | ብቁፅሪ | 01 | ||
5 | ናይ መኪና ፍላሽ መእተዊ | MP3 ፍላሽ ብሉቱዝ | ብቁፅሪ | 01 |