ቤት ፅሕፈት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት ዘይም/ም/ ዲሞክራታይዘሽን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝተመዝገብክምሉ ሰርተፊኬት መቅረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዘቅርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፖስታ ዓሺግኩም ካብ ዕለት 26/7/2016 ዓም ክሳብ 30/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 1/8/2016 ዓም ሰዓት 2:30 ይክፈት

2 እቲ ዝቐረብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክከዉን አለዎ

3 ካብ ዝቀረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝልክእል

4 ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ዉሽጢ ከተርክቡ ትክእሉ ምካንኩም አረጋጊፅኩምክትመልኡ ይግባእ ሰዓራይ ምስተብሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣበዚ ቤት ዕዩ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይከዉን

5 ኣብ ዘይዘርፊ / ዘይምልከቶ / ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይከዉን

7 መምልኢ ዋጋን ሳንፕልን ናይቲ ንብረትን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፂእኩም ዉሰዱ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋ/ይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፀኦ በዝሒ ምቅናስ ምዉሳክን ከምእዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 406451 ምሕታት ይከኣል

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ ብር/ሳን

ጠ/ዋጋ  ብር/ሳን

Model

1

ጎማ ብርጅስቶን ረጉድ ጥርሱ

205 – R16

ቑፅሪ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s