ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ንብረታት /ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሀ ኤሌክትሪክ መሳርሒ

ዕደጋ መፍለይ ኮድ AAEM/01/2016 ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዝቀረበ ንብረት ዝርዝር ከቅርብ ዝክእል ተወዳደሪ ይዕድም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

2 ግብሪ ከፋላይ ምዝጋባ ሰርተፊኬት/ Tin No/

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ: ናይ ካልኣይ ርብዒ ዓመት / ጥቅምቲ : ሕዳር : ታሕሳስ/ ቫት ድክለሬሽን ሪፖርት ዝገበረሉ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ዉሕስና ትካል ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ መክበሪ ጨረታ ስፒኦ 50000 /ሓመሳ ሽሕ ቅርሺ/ ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትሉ ዓይነት ንብረታት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ አታዊ ይገብሩ

6ተጫረቲ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሐደ ሰነድ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 4/7/2016 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይክእሉ

8 ተጫረተ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ሐድ ቅዳሕን ናይ ጨረታ መክበሪን ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ : ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት :ግብሪ ከፋላይ ምዝጋባ ሰርተፊኬት/ Tin No/ :  ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ: ናይ ካልኣይ ርብዒ ዓመት / ጥቅምቲ : ሕዳር : ታሕሳስ/ ቫት ድክለሬሽን ሪፖርት ዝገበረሉ ምስክር ወረቀትን ሰነደት ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናይቲ ዝተጫረትሉ ዓይነት ንብረት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፃሓፈ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከሳብ 18/7/2016 ዓም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

9ተጫረቲ ብቅዳሕ ከቅርብዎ ዝግባእ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ሓዊሱ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 2 3 4 ዝተገለፁ ደኩሜንታት ኣብ ዝተፈላለየ ክልተ ፖስታት በበይኖም ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

10 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብስ ወከፍ እቲ መረዳእታ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ እንተይኣጎደሉ ብትክክል ክምሉኡ ይግባእ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ፊርማን ማህተምን ዘይዓረፎ ብትክክል ዘይተመለአን ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ዋፃኢ የግብር እዩ

11 ሰዓራይ መክበሪ ዉዕሊ ናይ ዝሰዓረዑ ዋጋ 10 ሚእታዊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብስፒኦ ከቅርበ ዝክእል

12 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ18/7/2016 ዓም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓብይዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትምምሕዳር እቲ ጨረታ ይክፈት

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914026611 / 0914155352

ድሕሪት
ጨረታ መደብ