ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 11:25 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዝርዝር መግለፂ ዝዕደግ ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ናይ መኪና ጎማ ካላማደሪያ ዘይብሉ

 195/60R15 ትሪያንግል

ቁፅሪ

05

2

ናይ መኪና ጎማ   ምስ ካላማደሪያ

195/60R15

ትሪያንግል

ቁፅሪ

05

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይ ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝክእል

5 ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 6/7/2016 ዓም ክሳብ 10/7 /2016 ዓም ሰዓት 11:00 ድ/ሰዓት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ክሳብ 11:25 ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ሰዓራይ ዝኮነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝክእል

7 ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሑፉ ዝተረከበ ተወዳደሪ ተቀባልነት ይብሉን

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344 404161/ 0914753636

ድሕሪት
ጨረታ መደብ