ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስረሒ ኮሜቴ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቐረፅቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ደረጃ 6 ( ሽድሽተ) (BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎ ኮንትርክተር

2 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባየነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን ዝዉሃብ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት ናይ ሕሉፍ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ብስም ማ/ስ/ቅ/ቅዱሳን ማርያም ቅ/ሩፋኤልን ካቴድራል ምም/ር ሰበካ ጉባኤ  ዝተዘጋጀዉ መክበሪ ጨረታ ብር 100000 / ሐደ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ብመልክዕ ስፒኦ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስስና ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 2/6/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ብምቅራብ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ካብ ዲያቆን ተወልደ /0945990250 / ብደረሰኝ ምግዛእ ክምዝከኣል ንሕብር

5 ተጫረቲ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኦርጅናል ማህተምን ዘለዎ ናይ ጨረታ ሰነዳት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፊርሞምን ሓቲሞምን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነደትን ኣተሓሒዞም ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ፋይናንሻልን ቴክነካልን ደኩምንተ ሐደ ዋናን ሐደ ኮፒን ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ቤት/ ፅሕፈት ህንፃ መስረሒ ኮሚቴ ከቅርቡ ይግባእ

6 ተጫረቲ ክሳብ ዕለት 15/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ብኣካል ብምምፅእ ከእትዉ ዝክእሉ እንትኮን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ሰ/ት/ቤት ኣድራሻ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝክፈት እንትኮን ካብ ተጫረቲ ዝተሐተተ ዋጋ ዘቅረብ ሰዓራይ ይከዉን

7 እቲ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ እናሐበረ ተጫረቲ ተወሳኪ ሐበሬታ እንተደልዩም ብሞባይል ቁፅሪ 0914705990 ብምድዋል ሐበሬታ ምርካብ ዝከአሰሰል ምካኑ ንሕብር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s