ናይ2016 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ማይ ማተርያል(BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROECT) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

ምልክታ ግ/ጨረታ

ናይ2016 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ማይ ማተርያል(BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROECT) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

በዚ መሰረት ነጋዶ ከማልኡዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

1. በዚ ዘፈር ንግዲ ዝምልከት ኮይኑ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከውን ኣለዎ።

2. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሴርትፍኬትን

3. ሻት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበሩን ከቅርብ ዝክእሉን

4. መለለይ ግብሪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ከቅርብ ዝክእል።

5. ተጫረቲ ናይ ማይ ማተርያል (BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROJECT) በቢ ዘርፉ ሰነድ ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ቤ/ማ/ከ/መረ ሚኢቲ ከ/ስ/እቶት ምውሳድ ይከኣል።

6. ተጫረቲ ኣብ ናይ ማይ ማተርያል (BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROJECT) ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብር 7000(ሸዉዓተ ሽሕ ብር ጥራሕ) በቢ ዘርፉ ብናይ CPO ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ

ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል።

7. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/05/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ጨረታ

ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 12/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጀናል ኣብ ሓደ ፖስታ፣ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሓደ

ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ።

9. ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ፣ማህተም፣ፊርማ፣ክህልዎ ኣለዎ። ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጀናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

10. እቲ ፖስታ አብ ላዕሊ ብማርከር ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዝአ ሰነድ ክፃሓፈሉ ክክእል አለዎ ።

11. ቤት ፅሕፈትና 20% ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕልው እዪ።

12. ቤት ፅሕፈተና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

13. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914420640/0941467518 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

BILL OF QUANTITY(BOQ) FOR MEREMIETI WATER SUPPLY PROJECT
NODescriptionUnitQtyUnit priceTotal unit price
1Supply of HDPE pipes and fittings
1.1HDPE PE100 pipe of $63 mm PN16m1180
1.2GI pipe 2" (B class)pcs6
1.3Reducer tee HDPE 490 mm*490 mm 463 mpcs2
1.4Female Adapter 63mm PN16pcs6
1.5Male adapter 463mm PN16pcs2
1.6Gl elbow 2"pcs12
1.7HDPE PE100 PN 16 Compretion union $63m pcs20
1.8Nipless 2"pcs6
1.9GI gate valve 2"pcs3
1.10GI union 2"pcs3
1.11Reducer 2" 3/4"pcs8
1.12FAUCET3/4"pcs6
1.13Cross tee2"pcs3
1.14Tee2"pcs3
1.15Water meter 2"pcs2
Total cost with vat(15% )
ድሕሪት
ጨረታ መደብ