ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ወንበራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር / ካልኦት ፅገና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ወንበራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ብኣኽብሮት ፃውዒቱ የቕርብ:

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ መፍለዪ ቁፅሪ / ቲን ናምበር / ናይ ግብሪ ከፋላይ : ከምኡ እውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል፡

2. ተወዳደርቲ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ካብ ዕለት 29/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/06/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ከም እትኽእሉ ብምሕባር ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 04/06/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡

3. ሰዓራይ - ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኣብ ውሽጢ 10 ̊ ማዓልትታት ፀጊኑ ከረክብ ዝኸእል ክኸውን ኣለዎ፣

4. ተወዳደርቲ ዝዕገኑ ንብረታት በዝሖም ፣ ዓይነቶምን ዝዕገነሉ መንገድን ሓፈሻዊ መብርሂ ንምርካብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ተረኺቦም ንዝምልቶ ኣካል ክሓቱ ኣለዎም።

5. መቕረቲ ኣብ ሕድ ሕድ ናይ መወዳደሪ መረዳእታኹም ከምኡ እውን ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተም ሽምን ፌርማን ዝዓረፎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ብኢንቮሎፕ/ፖስታ / ዓሺግኩም ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደ/ምብራቕ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ክተቕርቡ ኣለኩም፡፡

6. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ድማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ፣

7. ዋጋ ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ንሸውዓተ 7' ናይ ስራሕ መዓልታት ይኸውን፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ኣድራሻና ፡ ትግራይ -መቐለ - ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ማረት ኮብልስቶን እትው ኢልካ ኣብ ምም/ር ዞባ ደ/ምብራቕ ፍትሒ ዞባ ደ/ምብራቕ ኢልኩም ክትረኸቡና ትኸእሉ::

➢ ንዝተደለየ ሓበሬታ ብሞባይል ቁፅሪ:-0914291308 ብምድዋል ክትረኸቡና /ሓበሬታ ክትረኽቡ/ ትኸእሉ ኢኹም ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s