ን3ይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ስራሕቲ ብጨረታ ንምሕላዉ ወይድማ ንምስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይቲ ቢሮ መክዝናትን ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ አወዳዲሩ ከሐልዉ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

2 መረዳአታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክተቅርቡ እትክእሉ ናይ ወርሒ ታሐሳስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ከተቅርብ ዝክእል

3 ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ 17 ጥሪ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 7 ለካቲት 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል  ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ንሐለዋ ዘቅርበዎም ሰራሕተኛታት ኣብ ዝቀረበ ዝርዝር መግለፂ ዘማልእዉ ክኮኑ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ/ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ 8 ለካቲት 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓተ 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

7 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋና ሐደ ድማ ቅዳሕ ነኒበይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣብ ጠቅላላ ሓሙሽተ ሳይት 27 / ዒስራን ሸዉዓተን ሰብ/ ሓንቲ ጎል ኣንስተይቲ ዘላቶ ኣብ ዋና ቢሮ ንሽድሽተ ደቂ ተባዕትዩ ሓንቲ ጎል ኣንስተይቲ ብጠቅላላ 7 ሰብ ክሕልዉ ዝክእሉ

10 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ከትሕዝ ዝክእል

11 አድራሻ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ እዩ

12 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

13 ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ወይ ዘይንበብን ማሕተም ዘይዓረፎ መረዳአታን ተቀባልነት የብሉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914138905 0914032454

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s