ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንህብረተሰብ አገልግሎት ዝዉዕሉ ማለት አዉን ምቅራብ መድሓኒት : ሕትመት ምሕታምን : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ንክትጫረቱ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

4 ንሕትመትን ኮምፒተርን ተመዝገብቲ ተወሰክቲ እሴት ታክስ ናይ ሕሉፍ ሰለስተ ኣዋርሕ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዘቅረብሉ ማለት እዉን ዲክላሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መክበሪ ጨረታ ስፒኦ ንነብስወከፍ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ / ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ንኮምፒተር ፋይናንሻል ትክኒካል ሐደ ዋናን ቅዳሕን ንመድሓኒት ሕትመትን ፋይናንሻል ሐደ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 17 ጥሪ 2016 ዓም ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፅንሕ እንትከዉን 27 ጥሪ 2016 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ተወዳዳሪ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ

9 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉነ ቫት ከይሓወሰ ዘቅረበ ተጫራታየ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ከምዝሓወሰ ይዉሰድ

10 ተጫራታይ ብዝርዝር መዓቀኒታትማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ይመልእ እንተሲዒሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር ንብረት ኣታዊ እንትከዉን ብሰብ ሞያ ተረጋጊዑ ስርዓት ርክክብ ዝፍፅም ይከዉን

11 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንመድሓኒትን ኮምፒተርን አታዊ ይገብር

12 ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ አሓቲሙ የቅርብ

13 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

 14 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ኣብቲ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

15 ንመድሓኒት ኣቅረብቲ መረዳእታ ብቅዓት መረጋገፂ ክተቅርቡ አለኩም

16 ኩሎም ስምምዕነት ጨረታና ብስርዓት መምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ዕደጋ 04/2007 ተፈፃሚ ይከዉን

17 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s