ን2ይ ግዜ ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |||
ብር | ሳ | ||||||
1 | ሙቐት መከላከሊ ኦርጅናል | ብሳምፕል ቅድሚት ሓደ ሰብ | ሴት | 1 | |||
2 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | Auto | ብቁፅሪ | 4 | |||
3 | ሽቶ መኪና ኦርጅናል | ኦርጅናል ከፍ በሃሊ | ብቁዕሪ | 2 | |||
4 | ንፋስ መከላኪሊ | ረጉድ ኦርጅናል | ሴት | 1 | |||
5 | ናይ መሬት ምንፃፍ ሙሉእ | ረጊድ ኦርጅናል | ሴት | 1 | |||
6 | ባንድድ መከላኸሊ ሙቀት ምስ መደገፊ | ብቁዕሪ | 1 |
እንክተሎም መምርሒ፦
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14 /05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 17/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ድሕሪት