ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን
/
ኮምፒተርን ተዛመድቲ
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
2 መከበሪ ጨረታ ብር 20000 /ዒስራ ሽሕ /ብባነክ ዝተረጋገፀ ቼክ /ስፒኦ/ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ስም ከትሕዙ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 / ሰለስተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ኦርጅናል ምስ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
5 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 1/5/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/5/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሮ 033 ይክፈት
7 ተጫረቲ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ድርጅት ማህተም ናብ ዝምልከቶ ኣካል ፌርማን ክዕርፈሉ ይግባእ
8 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮኑን ንቀፃሊ ዉን ኣብ ናይ ዕደጋ መንግስታ ከይሳተፉ ከምዝግበርን ካልኣት ኣድለይቲ ስጉምቲታት ምዉሳድ ከምዝክእል ክፈልጡ ይግባአ
9 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል አለዎ
10 ዝሐሸ መማረፂ እንተተረኪቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እ
11 ኣድራሻና ኣጋኣዚ ኦፕሮሽን ህንፃ ጥቃ እናዳ ማሪያም ጉግሳ ቤተክርስቲያን ንርከብ
12 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s