No | Part Number | Desription | unit | Qty | U/price | Total price | መብርሂ |
1 | Techno 1st | PPR female adapter 1 inch | ea | 01 | ን 2ይ ግዜ ዝወፀ | ||
2 | Techno 1st | PPR union 1 inch | Ea | 01 | ን 2ይ ግዜ ዝወፀ | ||
3 | Sample | Cylinder door lock set | Ea | 02 | ን 2ይ ግዜ ዝወፀ |
1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 29/ 4/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት
3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ
4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ንገዲ ዘፈርን /መቅረባይ/ ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ
6 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ስልኪ 0344416727
ድሕሪት