ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከባቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት በራሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ: ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን : ዕንፀይቲን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2016 11:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ዝርዝር ንብረት ክተማልእዎ እትደልዩ ረቆሒታትን ዝሐዘ እዚ ምልክታ ምስ ተጋወሐ ካብ 10 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 1/5 /2016 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክትወስዱ የፍልጥ