ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

 ➢ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቑሑት 

➢ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት ኣቑሑት 

➢ ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት ኣቑሑት 

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። 

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ 

1. በቲ መሰመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለር ዝገበርኩምን 

2. ኣብቲ ጨረታ ምሰታፍ ንኩሉ በቲ መሰመር ዝወፀ ሕጋዊ ንግዲ ክፈቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብግልፂ ብፅሑፍ ክረዳዳእ ዝክእል እትኽእል 

3. ተጫረትቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምሰ ቫት ዝሓወሰ ክኸወን ኣለዎ 

4. መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ከም ዝስዕብ ይኸውን 

➢ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 5000/ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ 

➢ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 15000/ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ 

➢ ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት ኣቑሑትብር15000 ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብCPO መልክዕ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል/እትክእል 

5. ንኩለን ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 9/04/2016 ዓ/ም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለሰ 150ብር /ሓደ ሚኢቲ ሓምሳን ብር/ ዘይምለሰ ናይ ዶኩመንት ዋጋ ብምኽፋል ካብ ከይዲሰራሕ ቤት መዛጋጃቤታዊ እቶት / ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ክፍሊ ቑፅሪ 02 ክትወሰዱ ትኽእሉ 

6. ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምሰ ተገለፀሎም ሽዑ ንሽዑ ውዕሊ ዝኣሰሩን ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልትታት እቲ ንብረት ብዝቐረበ ሰፐሰፊኬሽን መሰረት ኣጓዓዒዞም ናብ መኸዚን ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ''ወይድማ ውዕሊ ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጅምሩ :: 

7. እቲ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት በቲ ሕድሕድ ዝተጠቐሰ ዕለት 10/04/2016 ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ሰዓት 3፡00ተዓዕዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/04/2016 ሰዓት 3፡30 ተጫራቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ከይዲ ሰራሕ ከይዲሰራሕ ጠ/ኣ/ምምሕዳር ፋይናንሰን ይኸፈት፡፡ 

8. ምሰቲ መምልኢ ዋጋ ዝወሰድዎ ሰሩዕ ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን። 

9.  ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫራቲ ኣብ ዉሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን። 

10. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሎዉ እዩ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0915523935 / 0982196753ምሕታት ይከኣል፤ 

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s