ክትጫረቱ እትደልዩ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ደረጃ ዘለኩም ክትጫረቱ ንዕድም
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
- ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ኮይኑ ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
- ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ወርሓ ሒሳብ መረዳእታ እተቅርቡን
- ብቅዓት መረጋገፂ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝተሓደሰ ናየ 2008 ዓም ዘቅርብ
- ኩሉ መረዳእታቴክኒካልን ፋይናንሻልን ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝሰዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ 30,000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማÂ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዉሽጢ 2 ወርሒ አጠናቂቁ / ሰሪሑ ዘረክብ
- ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልትታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
- ሰዓራይ አካል ዝበሃለ ቴክኒካል ሓሊፉ ፋይናንሻል ዝሓትት ዋጋ ዘእትዉ ሰዓራይ ይከዉን
- ኣብቲ ዝወፀ ሰነድÂ ጨረታ ወይድማ ስፐስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃኒዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራትÂ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ
- ብተወሳኪ ብመምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 ተፈፃሚ ይከዉን
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ 20 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ክምዝክእል ብፊርምኦም ከረጋግፁ አለዎም
- ሳንዱቅ ጨረታ 14 መጋቢት Â 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
- እቲ Â ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344370024 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።
ድሕሪት