1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
2. መለለዪ ንግዲ ፍቃድ (Tn Number)ምሰ ፎቶ ኮፒ ክትሽዙ ይግባእ፡፡
3. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ምዝገባ መቐረባይነት ከቅርብ ዝክእል፡፡
4. ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን::
5. እዚ ፕሮፎርማ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክቅርብ ዝክእል::
6. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምኻኑን ዘይምኻኑን ብንፁር ክቅምጥ ኣለዎ፡፡
7. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማሕተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ::
8. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምንካይ ወይ ምውሳኽ ይክእል::
9. ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዩ::
10. ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
11. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/2/2016ዓ/ም ሳዓት 3:00 ተዓፅፈዩ ሰዓት 3:30 ይኽፈት::
ቅጥዒ መቅረቢ ዋጋ
ሪጋ | ዓይነት ንብረት | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
1 | ደስጣ ወረቐት 80 ግራም | ቑፅሪ | 100 | Iso1400 1 | ||||
2 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | ፓኬት | 10 | መርኣያ | ||||
3 | እስክርቢቶ ቀይሕ | ፓኬት | 10 | መርኣያ | ||||
4 | ኮምፒተር ቀለም 05A | ቑፅሪ | 10 | መርኣያ | ||||
5 | ዳስተር | ቑፅሪ | 100 | መርኣያ | ||||
6 | ክላሰር | ዕሹግ | 02 | መርኣያ | ||||
7 | ኮላ(Wood fix) | ቑፅሪ | 10 | መርኣያ | ||||
8 | ሓቀፊ | ቑዕሪ | 20 | መርኣያ | ||||
9 | ስቴንስል DX2430 | ቑፅሪ | 20 | መርኣያ | ||||
10 | ቀለም D×2430 | ቑፅሪ | 20 | መርኣያ |