ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ኣይገልፅን
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 30/01/2016 ዓም ክሳብ 10/02/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእተዉ ከም ትክእሉ ይገልፅ

5 እዚ ጨረታ መስከረም 10/02/2016 ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ በተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከለቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912  0914008595 0920426802

ድሕሪት
ጨረታ መደብ