ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ናምበር ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝጋባይ ፣ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ፣ ዝተሓደሰ በቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ መቅረባይነት
2 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንሕድሕድ ጨረታ 2% ናይቲ ዘቅርቦ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
4ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 11/03/2013ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/03/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ናይ ትካልና ኣዳራሽ ይክፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 87 80