ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ 2013ዓ/ ኣብታ ከተማ ኣብ ቀበሌ 01 ዝርከብ መንበሪ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ቦታ ስፍሓት 180.5 ኣዋሰንቲ ድማ ፣ብምብራቕ ሞላ ባቤ ፣ ብምዕራብ ዙፋን ተኽላይ ፣ብሰሜን መንገዲ ፣ ብደቡብ የዋግነሽ ኣለማዮ ስለዚ ናይዚ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ብምምፃእ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 02/03/2013ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ይክፈት

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 መዘካከሪ ናይቲ ገዛ ክፍሊ በዝሒ 5 እንትኮን ሽቃቅን መሕፀቢ ነብስን ሓዊሱ 6ተ ከም ዝኮነ እቲ ቦታ ብኣካል ምርኣይ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /09 68 74 01 99 / 0914 51 77 14

ድሕሪት
ጨረታ መደብ