ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ናይዚ 2013ዓ/ም ግበሪ ከፊሉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ናይዚ 2013 ዘሐደሰ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግበሪ ዘለዎ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል ናይ ሰርቪስ ክራይ መኪና ሊብሬ ዘለዎ

4 ዝተማለአ ሰነድ ጨረታ ዋና ናይ ተደለይቲ ረቆሒ ቅዳሕን ብፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ድማ ኩሉም ዋና ሰነዳት ሒዝኩም ብምምፃእ ክተርእዩ እትክእሉ፤

6 ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይምግባር ኣብዘይ ዘፈርኵም ዘይምውድዳር፤

7 ብዝተነፀረ ስፔስፊኬሽን ማለት እዉን መዓቀኒ ዝርዝር ረቆሒ ፅሪየቱ መሰረት ክተቅርቡ እትክእሉ፤

8 ዋና ማለት እዉን ኦርጅናል ዝብል መግለፂ ኣብ ዝተዉሃቦም ኣቅሑት እቲ ኮሌጅ ፅርቶም ዝኣመነሎም ኣቅሑት ጥራሕ ክተቅርቡ እትክእሉ፤

9 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ሕድሕድ ጨረታ ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን ንሕድሕድ 3000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም፤

10 ተጫረቲ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ንነብስወከፍ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ካብ ካሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባ ጉና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንነበስወከፍ ዋጋ ዝርዝር ብምምላእ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እናዳባጉና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ክትገብሩ ትክእሉ፤

11 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 17/02/2013 ዓ/ም ክሳብ 02/03/ 2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት ኮይኑ እቲ ጨረታ 02/03/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እናዳባጉና ብግልፂ ይክፈት፤

12 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታተልቲ 45 መዓልቲ ኮይኑ መቅረባይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዝተዉሃበሉ ማዕልታት ፅርየት ዘለዎም ንብረት ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እናዳባጉና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ኣጎዓዒዙ አታዊ ክገብር ዝክእል

13 ኣብዚ ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ዘትሕዝን ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

14 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 እቲ ኮሌጅ እንተኣሚንሉ ካብ ነብስ ወከፍ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-29 62 34 / 0914-781076/ 09 14 10 73 74 ደዊልካ ም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s