ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ LAPTOP ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

1 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ 2012/13ዓ/ም ግብሪ 2012ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ፣ ምዝገባ ንግዲ ተወሳኺ ታክስ እሴት መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝሕግዙ መረዳእታታትን ምስ ዋናን ዝተገናዘበ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቕርብ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ኣብ መቐለ ናብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ኣለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ህንፃ ካሳቴ ብርሃን 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ካብጥቅምቲ /2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል

4 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅድመ ኩነት ኣብ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ አዋና ዉዕሊ ክሳብ ዝዛዘም ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ዕለት 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብለ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 46

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s