ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ኢንሽራንስ ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዋንነት መኪና ሊብሬ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም እስካብ 11/02/2013ዓ/ም እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል

ጨረታ መደብ